https://milkta.com/en/jobs/display/989
ማሕበር ልምዓት ትግራይ
Position ጁኔር (መካከለኛ ) ኦዲተር
Posted Date ረቡዕ መጋቢት 7, 2008
Closing Date ሓሙስ መጋቢት 15, 2008
location መቐለ ዋና መ/ቤት
Jobs Identification Number XIII
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level መኣካላይ ደረጃ
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ

Educational Requirements

በአካዉንቲንግ ወይ ተመሳሳሊ ዓይነት ትምህርቲ ዲግሪ ዘለዎ /ዋ

Desired Skills

ክእለት ፒችትሪ አካዉንቲንግÂ Â

መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር

Experience Requirements

6 ዓመት ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ

How to apply

ነዚ ረቋሒ እተማልኡ መረዳእታ ትምህርትኩምን ስራሐን ብምሓዝ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ምስ ምስ CV ብምትሕሓዝ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ መዓልትታት ጀሚሩ ዘሎ 10 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዋና ቢሮ ምምሕዳርሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 410 ብምምፃእ ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

ስቁ 0344409923

All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle