| ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ሒሳብን በጀትን ዋና ክፍሊ ሓላፊ |
| Posted Date | ረቡዕ መጋቢት 7, 2008 |
| Closing Date | ሶኒ መጋቢት 12, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብዕብየት ብዝዉዉርን ብቁፃርን ሓይሊ ሰብ ብቅደም ሰዓብ ከማልእ ይደሊ |
| Educational Requirements | ቢኤ /ኤምኤ አካዉንቲንግ |
| Desired Skills | ቢኤ /ኤምኤ አካዉንቲንግ |
| Experience Requirements | ቢኤ 6 ዓመት ኤምኤ 4 ዓመት |
| How to apply | ስለዚ ኣብ ላዕሊ ዝተቀመጠ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቀሒ እተማልኡ አመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን መረዳእታኩም ብምሓዝ ናብ ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ፐርሴኔል ክፍሊ ቁፅሪ 4 ቀሪብኩም ንክትምዝገቡ ንሕብር መተሓሳሰቢ ናይ ሞያ ብቅዓት መረጋገፂ (ሲኦሲ) መረዳእታ ዝምልከት በቲ መምርሒ መሰረት ክቀርብ አለዎ ብተወሳኪ እቲ ዝወፀ ምልክታ በቲ ሞያ መሰረት ዝሰረሐ ክከዉን አለዎ |