ሆቴል ሂልቶፕ | |
---|---|
Position | ናይ ሒሳብ በዓል ሞያ |
Posted Date | ረቡዕ መጋቢት 7, 2008 |
Closing Date | ሶኒ መጋቢት 12, 2008 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ሆቴልና ሂልቶፕ ሆቴል ንዝስዕብ ስራሕ አመልከተቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
Educational Requirements | ቀዳማይ ዲግሪ ወይም ዲፕሎማ ብኣካዉንቲንግ |
Desired Skills | ኮምፒተርን ፒችትሪ ክእለት ዘለዎ/ ዋ |
Experience Requirements | 1 ዓመት ንዲግሪ 2 ዓመት ንዲፕሎማ |
How to apply | አመልከቲ ካብ ሎሚ 05 /07 /2008 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 7 መዓልቲ ኣብ ዘሎ ግዘ ክተመልክቱ ነተሓሳስብ |