| ኮሌጅ ቴክኖሎጂ ማይ ኦፕን | |
|---|---|
| Position | ካሽር |
| Posted Date | ሰሉስ መጋቢት 6, 2008 |
| Closing Date | ቀዳም መጋቢት 10, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኦፕን የዉሃ ቴክኖሎጂ ኮሌጅ ካብዚ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ዲፕሎማ ብአካዉንቲንግ ፣ብኢንፎርሜሽን ኮሚኒኬሽን ቴክኖሎጂ /ICT/ /10+3/ ክተቅርብ እትክእል |
| Desired Skills | ዲፕሎማ ብአካዉንቲንግ ፣ብኢንፎርሜሽን ኮሚኒኬሽን ቴክኖሎጂ /ICT/ /10+3/ ክተቅርብ እትክእል |
| Experience Requirements | ብካሽ ረጅስተር ሓደ ዓመትን ልዕሊኡን ዝሰረሐትን መረዳእታ ክተቅርብ እትክእልን |
| How to apply | አመልከቲ ናይ ትምህርቲን ናይ ስራሕን ልምዲ ማስረጃክን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ አዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዘለዉ ተከታተልቲ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉሽጢ አብ ስራሕ ሰዓት አብ ምምሕዳር ሰራሕተኛ ብአካል እንዳቀረብክን ምምልካት ከምትክእላ ነፍልጥ |