| ሰላም ማቴኔላ ቴራዞ ፋብሪካ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| Position | ሓላፊ ትምሀርትን ቴክኒካል |
| Posted Date | ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 |
| Closing Date | ሰሉስ መጋቢት 6, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ትካልና ሰላም ማቴኔላ ቴራዞ ፋብሪካ ሓ/ዝተ/ዉል/ማ ንዘለዉ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ |
| Educational Requirements | ካብ ኣፍልጦ ዘለዎ ኮሌጅ/ዩኒቨርስቲ ብኢንዳስትርያል ሜካኒካል ኢንጂነሪንግን ተዛመድቲ ዓይነት ትምህትታትን 1ይ ድግሪ ልዕሊኡን ዘለዎ/ዋ |
| Desired Skills | ናይ ኮምፒተርን ቴክኒካል ክእለት ወይ አፍልጦ ዘለዎ ከይዲ ምምራት ቴክኒክን ናይ ምክትታልን ምምሕዳር ክእለት |
| Experience Requirements | ኣብ ፋብሪካ ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ብትምህርትን ቴክኒክን ሓላፊ ሙያ ዝሰርሐ |
| How to apply | ነዚ ዝስዕብ ረቋሒታት እተማልኡ አመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘይምለስ ኦርጅናል ዝገናዘብ ፎቶ ኮፒ ደኩመንት ብምሓዝ ኣብ ፊት ንፊት ሚድ ሲቲ ካፌ ትሕቲ ኣባይ ኢንሹራንስ ዝርከብ ቢሮና ብምምፃእ ምምልካት ይካአል |