| ሰላም ናይ ህዝቢ መጋዕዝያ ጨንፈር መቐለ | |
|---|---|
| Position | ናይ ነዳዲ መዐደሊ ሓላፊ |
| Posted Date | ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 |
| Closing Date | ሰሉስ መጋቢት 6, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ሰላም ናይ ህዝቢ መጋዕዝያ ጨንፈር መቐለ ዝሰዕብ ረቀሒ እተማልኡ አመልከቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ብማናጅመንት ብአካዉንቲንግ ወይም ብማርኬቲንግ ኮሌጅ ዲፕሎማ /10+3 ወይም ብቴክኒክ ሞያ ዲፕሎማ/10+2/ ዘለኩም |
| Desired Skills | ብማናጅመንት ብአካዉንቲንግ ወይም ብማርኬቲንግ ኮሌጅ ዲፕሎማ /10+3 ወይም ብቴክኒክ ሞያ ዲፕሎማ/10+2/ ዘለኩም |
| Experience Requirements | 2/4 |
| How to apply | ስለዚ እቲ ኢሉ ዝተጠቀሱ ረቋሒ እተማልኡ አመልከቲ ካብÂ 01/07 /2008 ዓም ክሳብÂ 06/ 07 /2008 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ዉሽጢ ንተከታተልቲ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘለኩም ናየ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕን ልምድን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ኣብ ሰላም ጨንፈር መቀለ ኣጅብ ነበር ነዳዲ መዐደሊ ግቢÂ ቢሮ ቁፅሪ 2 ብአካል እንዳመፃእኩም ክትምዝገቡ |