| ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
|---|---|
| Position | ዕደጋ ኦፊሰር |
| Posted Date | ቀዳም የካቲት 19, 2008 |
| Closing Date | ዓርቢ የካቲት 25, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብዕብየት ብዝዉዉርን ቁፃርን ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ካብ ዝተፈለጠ ዩኒቨርሲቲ ወይ ኮሌጅ ብ 1ይ ዲግሪ ብአካዉንቲንግ ፡ብፐርቼዚንግ ሳፕላይ ፡ማናጅመንት፡ ብኢኮኖሚክስ፡ ፓብሊክ ፋይናንስ ዝተመረቀ/ ት |
| Desired Skills | ካብ ዝተፈለጠ ዩኒቨርሲቲ ወይ ኮሌጅ ብ 1ይ ዲግሪ ብአካዉንቲንግ ፡ብፐርቼዚንግ ሳፕላይ ፡ማናጅመንት፡ ብኢኮኖሚክስ፡ ፓብሊክ ፋይናንስ ዝተመረቀ/ ት |
| Experience Requirements | ንዲግሪ 0 ዓመት COC ዝምልከተኩም ዝሓለፈ ጥራሕ ይወዳደር |
| How to apply | ነዚ ረቀሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ካብÂ 17 /06/ 2015 ዓም ክሳብ 25/ 06 /2008 ዓም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ደ/ከ/ስ/ኣ/ሓ/ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 22Â ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ንክትምዝገቡ እናሓበርና ፈተና ዝወሃበሉ ብምልክታ ክግለፅ ዩ |