| ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ፖስተኛ |
| Posted Date | ሶኒ ጥሪ 19, 2006 |
| Closing Date | ሓሙስ የካቲት 27, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | መ.መ.ቁ 28-5-5 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም 4ይ ክፍሊ ዝወደኣ/ት ኮይኑ ቀሊል ፍሉይ ተንቀሳቃሲ መሳርሒ ፍቓድ መዘወቂ ዘለዎ/ዋ ኮይኑ በቲ ሙያ 2 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply |