ቢሮ ትልምን ፋይናንስን | |
---|---|
Position | ኪኢላ ክትትልን ገምጋምን |
Posted Date | ረቡዕ የካቲት 16, 2008 |
Closing Date | ሶኒ የካቲት 21, 2008 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | 16 -12- 05 16 -12- 07 |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 2 |
Description | ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ አዉራ ከይዲ ስራሕ ም /ዓ/ ክ ዉሽጢ ኦዲት ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ደገ ዝዉዉርን አወደዳዲሩን አወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ ብዙይ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ረቆሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ይዕድም |
Educational Requirements | ቀዳማይ ዲግሪ አካዉንቲንግ ፣አካዉንቲንግ ፋይናንስ ፣ማናጅመንት |
Desired Skills | ቀዳማይ ዲግሪ አካዉንቲንግ ፣አካዉንቲንግ ፋይናንስ ፣ማናጅመንት |
Experience Requirements | 7 ዓመት አግባብ ዘለዎ ንዲግሪ 5 ዓመት አግባብ ዘለዎንማስተርስ |
How to apply | አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 15/ 06/ 2008 ዓም ክሳብ 21/ 06 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ሲኦሲ ዝምልከተኩም መረዳእታኩም ክተቅርቡ ይግባእ ዉፅኢት ተኮር ናይ ክልል ጊዜ ፅማቅ ከቅርብ አለዎ ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ፈተና ዝወሀሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ |