ቢሮ ትልምን ፋይናንስን | |
---|---|
Position | ኪኢላ ፍሉይ ኦዲት |
Posted Date | ረቡዕ የካቲት 16, 2008 |
Closing Date | ሶኒ የካቲት 21, 2008 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | 16- 12 -10 |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ አዉራ ከይዲ ስራሕ ም /ዓ/ ክ ዉሽጢ ኦዲት ንዘለዎÂ ክፍቲÂ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ደገ ዝዉዉርን አወደዳዲሩን አወዳዲሩ ከማልእ ይደሊÂ ብዙይ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ረቆሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ይዕድም |
Educational Requirements | ቀዳማይ ዲግሪ አካዉንቲንግ ፣አካዉንቲንግ ፋይናንስ ፣ማናጅመንት ፣ቢዝነስ ማናጅመንት |
Desired Skills | ቀዳማይ ዲግሪ አካዉንቲንግ ፣አካዉንቲንግ ፋይናንስ ፣ማናጅመንት ፣ቢዝነስ ማናጅመንት |
Experience Requirements | 7 ዓመት አግባብ ዘለዎ ንዲግሪ 5Â ዓመት አግባብ ዘለዎንማስተርስ |
How to apply | አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 15/ 06/ 2008 ዓም ክሳብ 21/ 06 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ሲኦሲ ዝምልከተኩም መረዳእታኩም ክተቅርቡ ይግባእ ዉፅኢት ተኮር ናይ ክልል ጊዜ ፅማቅ ከቅርብ አለዎ ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ፈተና ዝወሀሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ |