| ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ | |
|---|---|
| Position | አካዉንታንት |
| Posted Date | ረቡዕ የካቲት 16, 2008 |
| Closing Date | ዓርቢ የካቲት 18, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ጊዝያዊ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም አብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ስራሕ አወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደብ ኣብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቀሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም |
| Educational Requirements | ብአከዉንቲንግ ፣ቢዝነስ አድሚኒስትሬሽን ፣ባንኪንግ ኢንሹራንስ ፣ብኮፖሬቲቬ ፣ብአከዉንቲንግ ፣ብማናጅመንት Â ቀዳማይ ዲግሪ |
| Desired Skills | ብአከዉንቲንግ ፣ቢዝነስ አድሚኒስትሬሽን ፣ባንኪንግ ኢንሹራንስ ፣ብኮፖሬቲቬ ፣ብአከዉንቲንግ ፣ብማናጅመንት Â ቀዳማይ ዲግሪ |
| Experience Requirements | 0 ዓመት |
| How to apply | መመዝበቲ ዕለት: ካብ 14 /06 /2008- 18 /06 /2008 ዓም መመዝገበቲ ቦታ :ቢሮ ቁፅሪ 03 መመልከቲ: ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለሰ ቅዳሕ ናይ ፅሑፍ ማመልከቻ ሒዝኩም ንክትቀርቡ ን ሲኦሲ ዝምልከተኩም ዉን መረዳእታ ምቅራብ ከምዘለኩም ንገልፅ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት: 22 /06/ 2008 ዓም ሰዓት 9፡00 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 401063/ 0348 409932 |