| ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ጨንፈር ኩሓ | |
|---|---|
| Position | ንኡስ ጨንፈር ልቃሕ ኪኢላ |
| Posted Date | ሶኒ የካቲት 14, 2008 |
| Closing Date | ዓርቢ የካቲት 18, 2008 |
| location | ትካል ኣብ ዝመደቦ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 200 |
| Description | ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ አማ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደበ ዝስዕብ ረቀሒ ዘማልኡ ሰራሕተኛታት አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ |
| Educational Requirements | ኮሌጀ ዲፕሎማ አከዉንቲንግ ባንኪንግ ኤንድ ፋይናንስ |
| Desired Skills | ኮሌጀ ዲፕሎማ አከዉንቲንግ ባንኪንግ ኤንድ ፋይናንስ |
| Experience Requirements | 0 ዓመት |
| How to apply | መመዝገቢ ካብ ዕለት 14 /06 /2008 ዓም ክሳብ ዕለት 18 /06 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት መመዝገቢ ቦታ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዋና ቤት ፅሕፈተ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 373 /ጨንፈር ኩሓ/ ተመዝገብቲ ኦርጅናል ዶክሜንት ምስ ዘይምለስ ኮፒ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ሒዝኩም እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ንሕብር |