| ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ኪኢላ ፋይናንስን ምምሕዳርን ኦፊሰር |
| Posted Date | ሶኒ ጥሪ 19, 2006 |
| Closing Date | ሓሙስ የካቲት 27, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | መ.መ.ቁ 28-6-4 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም ብኣካውንቲንግ፣ ፋይናንስ፣ ባንኪንግ ፋይናንስ ኮይነየ/ና ብዲግሪን ዝተመረቀ/ት/ በሪ ሙያ 5 ዓመት ናይ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኣብ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ መደበ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤተ ት/ቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ኮይኑ/ና በቲ ሙያ 12+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply |