| ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| Position | ላብራቶሪ በዓል ሞያ |
| Posted Date | ረቡዕ የካቲት 9, 2008 |
| Closing Date | ሰሉስ የካቲት 15, 2008 |
| location | ኣግበ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ ማሕበር ኣብ አግበ ፋብሪካ ናይስ ማይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ድሌት ዘለኩም ኣድለይቲ ረቀሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተመልክቱ ይዕድም |
| Educational Requirements | Laboratory technology , laboratory technician , Biotechnology |
| Desired Skills | Laboratory technology , laboratory technician , Biotechnology |
| Experience Requirements | ዲግሪ 0 ዓመት ዲፕሎማ 1ዓመት ብተመሳሳሊ ስራሕ ዝሰረሐ /ት |
| How to apply | ናይ ምዝገባ ዕለት 08 /06 /2008 እስካብÂ 15 /06/ 2008 Â ዓም ኩሉግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብናይ ዉሽጢ ምልክታ ክግለፅ ዩ መተሓሳሰቢ ልዕል ኢሎም ዝተጠቀሱ ሮቃሕታት እተማልኡ አመልከቲ መረዳእታኩም ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ኣብ ከተማ መቀለ ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ (TDVA) ህንፃ Â 6ይ ፎቅ ምምሕዳርሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ቀሪብኩም ክትምዝገቡ ንዕድም ኣድራሻ 0344415247Â Â ወይ 0344415254 |