| ቫራይቲ 2000 PLC | |
|---|---|
| Position | ንብረት ክፍሊ |
| Posted Date | ሶኒ ጥሪ 30, 2008 |
| Closing Date | ሓሙስ የካቲት 10, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቫራይቲ 2000 ጠ/ን PLC ኣብ ትሕቲኡ ንዝርከብ እሰይ ፖርክ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ዝስዕብ መዐቀንታት ዘማልኡ አወዳዲሩ ንምቁፃር ይደሊ |
| Educational Requirements | ዲፕሎማን ልዕሊኡን |
| Desired Skills | ዲፕሎማን ልዕሊኡን ማናጅመንት ,ኣካዉንቲንግ |
| Experience Requirements | 2 ዓመትን ልዕሊኡን |
| How to apply | መመዝገቢ ቦታ: ኣሉላኣባነጋ ኤርፖርት ከባቢ ኣብ ዝርከብ እሰይ ፖርክ መመዝገቢ ዕለት :27/ 05/ 2008 - 10 /06 /2008 ስልኪ:0348409914/ 0914757313 |