| ቢሮ ትልምን ፋይናንስን | |
|---|---|
| Position | ኪኢላ ልምዓታዊ ትልምን መረዳእታን መፅናዕትን |
| Posted Date | ሰንበት ጥሪ 29, 2008 |
| Closing Date | ቀዳም የካቲት 5, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | 16- 4 -26 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ኣ/ ከ/ ስ ልምዓታዊ ትልምን ኪኢላ መረዳእታን መፅንዓትን ስነህዝብን ልምዓትን ብዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደበ ብናይ ደገ ዝዉዉር ቁፃርን ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቀሕ ተማልኡ በዙይ ምልክታ ንዕድም |
| Educational Requirements | ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብዲሞግራፊ ፣ሶሾሎጂ ፣ፖፕሌሽን ስታዲ ፣ኣፕላይድ ጂኦግራፊ፣ ኢንቫይሮንመንት ሳይንስ ፣ኢኮኖሚክስ፣ RLDS ፣ፖፕሌሽን ኤንድ ዴቨለፕመንት፣ ዴቨለፕለንት ስታዲስ ፣ሕርሻ ኪኢላ |
| Desired Skills | ኣግባብ ዘለዎ ትምህርትን አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት እዩ |
| Experience Requirements | 7ዓመት ማስተርስ 9 ዓመት ዲግሪ ኣግባብ ዘለዎ ትምህርትን አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት እዩ |
| How to apply | ተወዳደርቲ ናይ ማህደር ፅሬትን ሰነ ምግባርን ዝገልፅ ደብዳቤ ከምኡዉን ናይ 3ተ ግዜ ወይ ናይ 2ተ ግዜ ዉፅኢት አፈፃፀማ ስራሕ ክትቅርቡ ናይ ምዝገባ ዕለት :ካብ 25 /05 /2008 ዓም ክሳብ 5/ 06 /2008 ዓም COC ዝምልኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ ካብቲ ምልክታ ወፃኢ ዓይነት ትምህርቲ አይነተኣናግድን ናይ ምዝገባ ቦታ: ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ ዩ ስልኪ ቁፅሪ 0344407384 |