| ትግራይ ኩሉሓቆፍ ናይ ዕደጋ ፈዴራሽን ሓ/ዝ/ው/ማ | |
|---|---|
| Position | ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ መተሓባበሪ |
| Posted Date | ዓርቢ ጥሪ 27, 2008 |
| Closing Date | ሰሉስ የካቲት 1, 2008 |
| location | ኣዲስ ኣበባ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደረሽን ሓላ /ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ንዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ቢኤ ኢኮኖሚክስ ,ማርኬቲንግ ማናጅመንት, ቢዝነስ አድሚኒስትሬሽን |
| Desired Skills | ቢኤ ኢኮኖሚክስ ,ማርኬቲንግ ማናጅመንት, ቢዝነስ አድሚኒስትሬሽን |
| Experience Requirements | 6 ዓመት ርክብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | ደምወዝ: 6930 ተወሳኪ ናይ ትራንስፖርት 300 ብር አመልከቲ ዘለኩም መረዳእታ ስራሕ ልምድን ትምህርትን ደረጃ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ብመቅራብ ካብ ዕለት 26 /05/ 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 01 /06/ 2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ንክትምዝገበቡ መመዝገቢ ቦታ ቀበሌ 11 ጥቃ ሰምሃል ክሊንክ ኣብ እንደርታ ዩኔን ህንፃ ካልኣይ ደብሪ ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344410830 ወይ 034441089 |