| አካዳሚ መርሐ ጥበብ ስምረት | |
|---|---|
| Position | እንግሊዘኛ መምህር |
| Posted Date | ሓሙስ ጥሪ 26, 2008 |
| Closing Date | ዓርቢ የካቲት 4, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 3 |
| Description | ስመረት መርሐ ጥበብ ኣካዳሚ ብእንግዚዝኛ ሞያ መምህርነት ንምስራሕ ድሌት ዘለዎም እዚ ዝስዕብ መመዘኒ ዘማልኡ አመልከቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ዲግሪ ብቋንቋ እንግሊዘኛ |
| Desired Skills | ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ ዋ ብቋንቋ ሰርትፍኬት ዘለዎ/ ዋ ይምረፅ |
| Experience Requirements | ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ ዋ ብቋንቋ ሰርትፍኬት ዘለዎ/ ዋ ይምረፅ |
| How to apply | ናይ ምዝገባ እዋን: እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን አብ እዋን ምዝገባ ዝቀርብ :አመልካቲ ናይ ትምህርቲ ደረጀኦምን ስራሕ ልምዶምን ዝገልፅ መረዳእታ ዝምለስ ኦርጅናልን ዘይምለስ 1 ገፅ ፎቶ ኮፒን ሒዞም ይቀርቡ ኣድራሻ :መቐለ እንዳ ገበርኤለ ታክሲ (ባጃጅ ) መወዳእታ |