| ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም | |
|---|---|
| Position | ሌክቸረር ኣካዉንቲንግ |
| Posted Date | ሰሉስ ጥሪ 24, 2008 |
| Closing Date | ሶኒ ጥሪ 30, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ብአካዉንቲንግ ማስተርስ ዘለዎ /ዋ |
| Desired Skills | ስራሕ ልምዲ ዘለዎ /ዋ ይምረፅ |
| Experience Requirements | ብአካዉንቲንግ ማስተርስ ዘለዎ /ዋ |
| How to apply | ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ፐርሴነል ክፍሊ ካብ ዕለት 23/ 05/ 2008 ዓም- 30 /05 /2008 ዓም ክሳብ ሰዓት 11 ፡00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344410465 |