ዩንቨርስቲ መቐለ | |
---|---|
Position | ዕዳጋ ኪኢላ |
Posted Date | ሶኒ ጥሪ 23, 2008 |
Closing Date | ሓሙስ ጥሪ 26, 2008 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ ስራሕ ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መመልከቲ ነቲ ዝተቀመጠ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትምዝገቡ እትክእሉ ምካኑ ንሕብር |
Educational Requirements | ብ purchasing and supply ,management ,cooperative business management ወይ ብተመሳሳሊ ሙያ ዲፕሎማ እና ልዕሊኡ |
Desired Skills | ብ purchasing and supply ,management ,cooperative business management ወይ ብተመሳሳሊ ሙያ ዲፕሎማ እና ልዕሊኡ |
Experience Requirements | 2 ዓመትን ልዕሊኡን ቀጥታ በቲ ሙያ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ |
How to apply | ጥቅማጥቅሚ :ሞባይ ካርድ 100 ንምዝገባ ዘድሊ ዶክመንት ኦርጂናል ናይ ትምህርቲን ስራሕን ልምድን መረዳእታ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ መመዝገቢ ዕለት ካብ 21/ 05/ 2008 ክሳብ 25 /05 /2008 ቅድሚ ሰዓትን ኣብ ስራሕ ሰዓት መመዝገቢ ቦታ መቀለ ዩኒቨርሲቲ ዋና ግቢ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ፈተና ዝወሃበሉ ዕለትን ቦታን 25 05 2008 ሰዓት 830 ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቀለ ዋና ግቢ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ንተወሳኪ ሓበሬታ 251948469074 |