ዩንቨርስቲ መቐለ | |
---|---|
Position | ናይ ትእዛዝ ትኬት ተቆፃፃሪ |
Posted Date | ሶኒ ጥሪ 23, 2008 |
Closing Date | ሓሙስ ጥሪ 26, 2008 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 2 |
Description | ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ ስራሕ ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መመልከቲ ነቲ ዝተቀመጠ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትምዝገቡ እትክእሉ ምካኑ ንሕብር |
Educational Requirements | 10ይ ክፍሊን ልዕሊኡን |
Desired Skills | 10ይ ክፍሊን ልዕሊኡን |
Experience Requirements | 1ዓመትን ልዕሊኡን በቲ ሙያ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ዋ |
How to apply | ጥቅማጥቅሚ ምግቢ ንምዝገባ ዘድሊ ዶክመንት ኦርጂናል ናይ ትምህርቲን ስራሕን ልምድን መረዳእታ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ መመዝገቢ ዕለት ካብ 21/ 05/ 2008 ክሳብ 25 /05 /2008 ቅድሚ ሰዓትን ኣብ ስራሕ ሰዓት መመዝገቢ ቦታ መቀለ ዩኒቨርሲቲ ዋና ግቢ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ፈተና ዝወሃበሉ ዕለትን ቦታን 25 05 2008 ሰዓት 830 ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቀለ ዋና ግቢ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ንተወሳኪ ሓበሬታ 251948469074 |