| ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ዉሽጢ ኦዲተር |
| Posted Date | ሓሙስ ጥሪ 12, 2008 |
| Closing Date | ሶኒ ጥሪ 23, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ደገ ዝዉፀ ቁፃረር ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ፖብሊክ ፋይናንስ ፣ኣካዉንቲንግ፣ ማናጅመነት ፣ ቢዝነስ ማናጅመንት ፣ዲቨሎመንት ማናጅመንት ፣ ኣካዉንቲን ኤንድ ኦዲት ፣ባንኪንግ ኤንድ ኢንሹራንስ፣ ማርኬቲንግ ማናጅመንት
|
| Desired Skills | ፋይናንስ ምም/ ር ክእለት ዘለዎ በስነ ምገባሩ መርኣያ ዝኮነ |
| Experience Requirements | መድብ ብዝሓቶ መስመር ሞያ 1ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቀ ት ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ 9ተ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ብብርኪ IV ዝተመረቀ ት ወይ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ ት ወይ 7ተ ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | ስራሕ ቦታ ክልል ቢሮ |