| ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ | |
|---|---|
| Position | መራሒ ጉጅለ መማከሪ ሕጊ |
| Posted Date | ሓሙስ ጥሪ 12, 2008 |
| Closing Date | ቀዳም ጥሪ 14, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ሲዒቡ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ንሕጊ ክኢላ ደረጃ 3 ዝሓቶ ተደላይ ረቀሒ ካልኣይ ዲግሪ MM 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ቀዳማይ ዲግሪ LLB 6 ዓመት |
| Desired Skills | ንሕጊ ክኢላ ደረጃ 3 ዝሓቶ ተደላይ ረቀሒ ካልኣይ ዲግሪ MM 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ቀዳማይ ዲግሪ LLB 6 ዓመት |
| Experience Requirements | ካልኣይ ዲግሪ MM 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ቀዳማይ ዲግሪ LLB 6 ዓመት |
| How to apply | ናይ መመዝገቢ ዕለት ካብ 10 /05 /2008 14 /05/ 2008 ዓም ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንግዲ ክልል ትግራይ ሰራሕተኛታት ኮይኑ ተወዳደርቲ ዝተቀመጠ ረቀሒ ዘማልእ ጥራሕ ክከዉን ይግባእ ብተወሳኪ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ መረዳእታ ምስ ዋንኡ ብምትሕሓዝ ከትቀርቡ ይግባእ |