| ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| Position | Finance Management |
| Posted Date | ሶኒ ጥሪ 9, 2008 |
| Closing Date | ቀዳም ጥሪ 14, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ትካል ፍረ ስዉኣት ኢንዳስትርያል ሓ. ዝ .ዉ .ማ ንሓዱሽ ወርክሾፕ ብዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | BA |
| Desired Skills | Peachtree Accounting ክእለት ዘለዎ |
| Experience Requirements | 8 ዓመት በቲ ሞያ ዝሰረሐ ት |
| How to apply | እዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ረቋሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 07 / 05 /2008 ዓም ክሳብ 14/ 05 /2008 ኣብ ዘሎ ግዘ ክትምዝገቡ ንዕድም አድራሻና ዓይደር ቀበሌ 03 ድሕሪ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ንዝበለፀ ሓበሬታ 09141306 90 |