| አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ | |
|---|---|
| Position | ኪኢላ ልቃሕን ዕቋርን |
| Posted Date | ሶኒ ጥሪ 2, 2008 |
| Closing Date | ቀዳም ጥሪ 7, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ጨንፈር መቀለ ስራሕ ንደለይቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቀሒ ተማልኡ ኣድላይ መመዘኒ ብምቅራብ ትምዝገቡ ንዕድም |
| Educational Requirements | 10 +1 2 ዓመት 10 +2 0ዓመት 10 +3 0 ዓመት |
| Desired Skills | ኣተሓሓዛ ሒሳብ ሲኦሲ ዝሓለፈ ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ምዉዳብን ምልዕዓልን ኣብ ማይክሮ ፋይናንስ ዕቀር ልቃሕ ሕብረት ስራሕን ዘገልገለ
|
| Experience Requirements | 10 +1 2 ዓመት 10 +2 0ዓመት 10 +3 0 ዓመት |
| How to apply | ምዝገባ ካብ 30 /04 /2008 ዓም 07 /04 /2008 ዓም መመዝገቢ ቦታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ 3ይ ደብሪ ደቂ አነስትዮ ነተባብዕ |