| ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል | |
|---|---|
| Position | ዝርርብ ኢንግሊዘኛ መምህር |
| Posted Date | ዓርቢ ታሕሳስ 29, 2008 |
| Closing Date | ዓርቢ ጥሪ 6, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | መርሲፋል ፓራዳይዝ ሙሉእ 1ይ 2ይ ደረጃ መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብቀዋምነት ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ዲፕሎማ |
| Desired Skills | ዲፕሎማ |
| Experience Requirements | 1 ዓመትን ልዕሊኡን |
| How to apply | ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ዝተማልኡ አመልከቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረዳእታ ትምህርትኩም ሲኦሲ መረዳእታ ልምዲ ስርሕኩምን መለለዩ ካርድኩምን ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ተ ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ቤት ትምህርትና እናቀረብኩም ንክተመልክቱ ነተሓሳስብ ኣድራሻ ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ (ጥቃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ) |