| ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ሓ. ዝተ. ዉ .ማሕበር | |
|---|---|
| Position | ሴክራተሪ |
| Posted Date | ሰሉስ ታሕሳስ 26, 2008 |
| Closing Date | ቀዳም ታሕሳስ 30, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ትካልና ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ሓ. ዝተ. ዉ .ኩባንያ ስፓ ናይ ተፈጥሮ ፍልፍል ማይ ስዒቡ ንዘሎ ዘማልእ ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ሴክራተሪ ዝተመረቀት |
| Desired Skills | ሴክራተሪ ዝተመረቀት |
| Experience Requirements | 0 |
| How to apply | ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘድሊ ናይ ትምህርቲ መረዳእታታኩም ዋን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ዓይደር ፋብሪካ ደስታ ኣረቂ ዝነበረ ዝርከብ ቢሮና ማመልከቻኩም ካብ ዕለት 04/ 01/ 2016 ዓምፈ ክሳብ 09/ 01 /2016 ዓምፈ ወይደማ ካብ ዕለት 25 /04/ 2008 – 30/ 05/ 2008 ክትምዝገቡ እትክእሉ ምካንኩም ነተሓሳስብ |