ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን | |
---|---|
Position | ዕደጋ ኦፊሰር |
Posted Date | ሶኒ ጥሪ 19, 2006 |
Closing Date | ሓሙስ ጥሪ 22, 2006 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | መ.መ.ቑ 7-7-6 |
Salary | |
By Work Category | ጊዝያዊ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ብሄራዊ ክልል መንግስቲ ትገራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዘውፅኦ ምልክታ ዝሐሸ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደሊ በዚ ክትዋደደሩ እትደልዩ ክማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ ከም ዝስዕብ ይኸውን ደረጃ ትምህርቲ ዲግሪ ተደላይ ክእለት ብኣካዊንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐርቸትዚንግ፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ንባችለር ዲግሪ /ቐዳማይ/ ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 5 ዓመት ማስተር /2ይ / ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 3 ዓመት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ ይምረፅ
|
Educational Requirements | 3 |
Desired Skills | 1 |
Experience Requirements | 2 |
How to apply | መተሕሳሰቢ
|