| ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሙያን ዉቅሮ | |
|---|---|
| Position | ሓጋዚ ኢንስትራክተር |
| Posted Date | ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 |
| Closing Date | ቀዳም ሓምለ 27, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | 0 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ኣፓረንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 3 |
| Description | ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ደለይቲ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብመምህርነት ሞያ ብኩንትራት ክቆፅር ስለ ዝደሊ ንተወዳዳርቲ ይዕድም |
| Educational Requirements | Agricultural Engineering and mechanization Farm Machinery ,Biosystems Engineering ,Agricultural ,Bioprocess Engineering |
| Desired Skills | ሓጋዚ ኢንስትራክተር |
| Experience Requirements | 0 ዓመት |
| How to apply | መመዝገቢ ቦታ ዉቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ካብ ዕለት 20-28/12/2011ዓ/ም ቢሮ ቁፅሪ 19 ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ካልእ ይጠቅመና ዝበልዎ መረዳእታ ኦርጅናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዞም ክቐርቡ ይግባእ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብናይ ዉሽጢ ምልክታ ይግለፅ |