| ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም | |
|---|---|
| Position | ስቴትክስ መምህር |
| Posted Date | ሰንበት ጥቅምቲ 28, 2008 |
| Closing Date | ዓርቢ ሕዳር 3, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ንታሕቲ ተገሊፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት |
| Desired Skills | ስቴትክስ |
| Experience Requirements | 1 ዓመት ስቴትክስ መምህርነት ዝሰርሐ/ት |
| How to apply | አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን CV ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ አብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፔርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 27/02/2008 ዓ/ም - 03 /03/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዘገቡ ከምትክእሉ ንሕብር ተወሳኪ ሓበሬታ: 0344 41 04 65 |