https://milkta.com/en/jobs/display/835
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
Position ነርሲንግ መምህር
Posted Date ሰንበት ጥቅምቲ 28, 2008
Closing Date ዓርቢ ሕዳር 3, 2008
location መቐለ
Jobs Identification Number
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description

ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ንታሕቲ ተገሊፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

Educational Requirements

BSC ዲግሪ 

Desired Skills
  • በነርስ coc ዝሐለፈ/ት ዘለዋ/ዎ 
Experience Requirements

1 ዓመት ነርሲንግ መምህርነት ዝሰርሐ/ት

How to apply

አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን CV ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ አብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፔርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 27/02/2008 ዓ/ም - 03 /03/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዘገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

ተወሳኪ ሓበሬታ: 0344 41 04 65

All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle