| ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር | |
|---|---|
| Position | በዓል ሞያ ኢቨንትን መሸጣ በዓላትን |
| Posted Date | ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 |
| Closing Date | ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | 0 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ድምፂ ትግራይ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | MAC,MA, BA |
| Desired Skills | ብማርኬቲንግ ኢኮኖሚክስ ቢዝነስ ማናጅመንት ኣካዊንቲንግ ቢዝነስ ኣድሚስቲሬሽን |
| Experience Requirements | ን BA 5ተ ዓመት ን MAን MAC 3ተ ዓመት |
| How to apply | መተሓሳሰቢ መሃያ ብናይ ትካል ስኬል ኮይኑ ነዚ ዘመላእኩም ኣመልከቲ ዘለኩም ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ካልኦት መረዳእታታትን ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕን ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 8/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 13/12/2011ዓ/ም ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ድምፂ ወያነ ትግራይ እናቀረብኩም ዶክሜንትኩም ከተቅርቡ ትክእሉ |