https://milkta.com/en/jobs/display/8179
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
Position ዋና ኦፊሰርን ምድላዉ ፕሮጀክትን እስፖንሰር ሽብ
Posted Date ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011
Closing Date ሶኒ ነሓሰ 13, 2011
location
Jobs Identification Number 0
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ማናጅመንት
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description

ድምፂ ትግራይ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

Educational Requirements

MAC,MA, BA

Desired Skills

ብማርኬቲንግ ኢኮኖሚክስ ቢዝነስ ማናጅመንት ኣካዊንቲንግ ቢዝነስ ኣድሚስቲሬሽን

Experience Requirements

ን BA 8ተ ዓመት ን MAን MAC 6 ዓመት

How to apply

መተሓሳሰቢ መሃያ ብናይ ትካል  ስኬል ኮይኑ ነዚ ዘመላእኩም ኣመልከቲ ዘለኩም ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ካልኦት  መረዳእታታትን  ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕን  ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 8/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 13/12/2011ዓ/ም  ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ድምፂ ወያነ ትግራይ እናቀረብኩም ዶክሜንትኩም ከተቅርቡ ትክእሉ

All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle