| ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን | |
|---|---|
| Position | ኪኢላ ኦዲዮ ቪዥዋል |
| Posted Date | ቀዳም ጥቅምቲ 13, 2008 |
| Closing Date | ሶኒ ጥቅምቲ 22, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | 21 -4- 2 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስ ሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን ኣብ ኤጀንሲ ምስ /ሕ/ ስ /ማ/ ዕ ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ከወዳደር ይደልይ |
| Educational Requirements | ካብ መሰልጠኒ መራከብቲ ሓፋሽ ተመሳሳሊ ትካል ብካሜራ ብኦድዮ ቪድዮ ስራሕ ዝተመረቐ /ት |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብሓቶ መሰመር ሙያ ብ 10 +3 ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮለድ ዲፕሎማ ዝተመረቐ 9 ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 4 ዓመት ኮለጅ ዝወደአ 7 ዓመትን ልዕሊኡን ናይ ኮመፒተር ክእለት ዘለዎ ናይ ቪድዮ ኢዲቲንግ ክእለት ዘለዎ |
| How to apply | መተሓሳሳቢ
ስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-46-53 /03-42-41-51-51 ፋ/ ቁፅሪ 03-44-40-29-66/ 03-44-40-37-10
|