| ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ኣካዉንታት |
| Posted Date | ሓሙስ ጥቅምቲ 11, 2008 |
| Closing Date | ሰሉስ ጥቅምቲ 16, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | 26-10-4 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኤጀንሲ መራከብቲ ሓፋሽ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነቲ ረቋሒ ዘማልኡ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳደሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብኣካዉንቲን ፣ባንክን ኢንሹራንስን ፣ ኮኦፕሬቲቭ ኣካዉንቲንግ |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | 1ይ ዲግሪ 6 ዓመት ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ /ዋ 2ይ ዲግሪ 4 ዓምት ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ /ዋ |
| How to apply | መተሓሳሰቢ ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ 3ይ ደብሪ ደ ከ ስ ኣ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 307 ኣድለይቲ ዝባሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ይግባእ COC /ብቅዓት መረጋገፂ/ ዝሓለፈ / ት ምዝገባ ዝጅመረሉ 10 /02 /2008 ክሳብ 16 /02 /2008 ኣብ ስራሕ መዓልቲ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 19 /02 /2008 ዓ ም ቅድሚ ሰዓት 4 ፡00 |