https://milkta.com/en/jobs/display/782
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
Position በዓል ሞያ ምምሕዳርን ሰራሕተኛን ጥቅማ ጥቅምን
Posted Date ቀዳም ጥቅምቲ 6, 2008
Closing Date ዓርቢ ጥቅምቲ 12, 2008
location መቐለ
Jobs Identification Number 16-7-3
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level መኣካላይ ደረጃ
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ አ/ሰ/ ሓይሊ ሰብ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ብናይ ደገ ዝዉዉርን ከማልእ ብዙይ መሰረት በቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቅሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዙይ ምልክታ ይዕድም

Educational Requirements
  • ቀደማይ ዲግሪ
  • ዲፕሎማ
Desired Skills
  • ኢኮኖሚክስ
  • ፐብሊክ ኣድምንስትሬሽን
  • አመራርሓ ሓይሊ ሰብ
  • ሳይኮሎጂ
  • ሕጊ
Experience Requirements

ንዲግሪ 6 ዓመት

ንዲፕሎማ 10 ዓመት

How to apply

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ መመዘኒ ሮቕሓታት እተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና

  • ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት እዩ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 04/2/2008 ዓ/ም ክሳብ 12/02/2008 ዓ/ም አብ ስራሕ ሰዓት
  • COC ዝምከተኩም መረዳእታኩም ክተቕርቡ ይግባእ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቑፅሪ -12
  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ
All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle