| ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ሳይት ሎጂስቲክስ |
| Posted Date | ረቡዕ ጥሪ 14, 2006 |
| Closing Date | ሰሉስ ጥሪ 20, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 2 |
| Description | ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ ብኣካውንቲንግ/ማናጅመንት ተመሳሳሊ ሙያ ዲፕሎማ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሰርቲፊኬት2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ብቅዓት መረጋገፂ /ሲ.ኦ.ሲ/ ዝሓለፈ
|
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | ናይ ምዝገባ ጊዜ ካብ 12/05/2206 ክሳብ 19/05/2006 ናይ ምዝገባ ቦታ ኢንትርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ክልል ትግራይ ናይ ምዝገባ ሰዓት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ተወዳደርቲ መረዳእታ ትምህርቲ ኦርጅናል ምስ ፎቶኮፒ ሒዝኩም ኣብ ኪኢላ ትልምን ምውፋር ሓ/ሰብ ቀረብን ክትምዝገቡ ትክእሉ። |