| ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ኪኢላ ጂ ኣይ ኤስ |
| Posted Date | ረቡዕ ጥቅምቲ 3, 2008 |
| Closing Date | ሓሙስ ጥቅምቲ 11, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | 20-3-28 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ ኣጠቓቅማን ምምሕዳርን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ስራሕ መደባት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ |
| Educational Requirements |
|
| Desired Skills |
|
| Experience Requirements | ብቐዳማይ ዲግሪ ወይ ብብርኪ V ልምዲ ስራሕ 5ተ ዓመት ብ5ተ ዓመት ዝተመረቐ/ት 4ተ ዓመት ልምዲ ስራሕ ብካልኣይ ዲግሪ /ማስተርስ/ 4ተ ዓመት ብ5ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ቀፂሉ ዝተረከበ 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ስራሕ ልምዲ በቲ አግባብ ዘለዎ/ዋ ልምዲ ስራሕ |
| How to apply |
|