| ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ሲነር ኦዲተር |
| Posted Date | ረቡዕ ጥሪ 14, 2006 |
| Closing Date | ሰሉስ ጥሪ 20, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | 7-7-3 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛ ብዝውውር ቁፃር
መደብ ብዝሓቶ መሰመር ሙያ 1ይ ዲግሪ ወይም ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲን ስልጠናን ብብርኪ ዝተመረቐ/ት 7 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካልኣይ ዲግሪ /ማስተር/ 5 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካሊእ ናይ ኮምፒተር ክእለት አለዎ/ዋ፣ ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | መተሓሳሰቢ ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 07/05/2006 ዓ/ም ክሳበ 19/05/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒን መረዳእታ ሒዝኩም ኣብ ቢሮ ሰ/ማ/ጉዳይ ደ/ከ/ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 216 ንክትምዝገቡ/ባ ነተሓሳስብና ድሕሪ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝተመረቀ ቅድም ክብል ብዲፕሎማ ዝተምሃሮ /ሲ.ኦ.ሲ/ መረጋገፂ ከቅርብ ዝኽእል ኦርጂናል ምስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ኣለዎ። |