ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
---|---|
Position | በዓል ሞያ ኤሌክትሮኒክስ ምምሕዳር ፅገና ቴሓር |
Posted Date | ሶኒ ጥሪ 12, 2006 |
Closing Date | ቀዳም ጥሪ 17, 2006 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | 27-9-1 |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ዓ.ትምህርቲ ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢነፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን፣ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኮምፒተር ኢንጅነሪንግ፣ ሶፍትዌር ኢንጅነሪንግ፣ ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ስይስተም ተደላይይ ክእለት 1ይ ዲግሪ 4+ ዓመት ቀጥታ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ በቲ ሞያ ዝሰርሐ/ት፣ ፅቡቅ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ፣ ንለውጢ ቁሩብ ዝኮነ/ት |
Educational Requirements | |
Desired Skills | |
Experience Requirements | |
How to apply | መተሓሳሰቢ ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 08/04/2006 – 18/04/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒ ታሓዝኩም ኣብ ቢሮ ሰ/ማ/ጉዳይ ደ/ከ/ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 261 ክትምዝገቡ እናታሕሳሰብና ካብ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝወደኣ ካብ ሙያ ብቅዓት // መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ኣለዎ። ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ዝገልፅ ምካኑ ንሕብር። |