https://milkta.com/en/jobs/display/74
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
Position ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊሰር
Posted Date ረቡዕ ጥሪ 7, 2006
Closing Date ሰሉስ መጋቢት 9, 2006
location መቐለ
Jobs Identification Number 27-1-5 27-3-2
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 2
Description

ንውሽጢ ስራሕተኛታት ዝወፀ ዕብየት ብርኪ

  • ንቢሮ ሰ/ማ/ጉዳይ ክ/ትግራይ

  • ንዞባ መቐለ ሰ/ማ/ጉዳይ

  • ንኩለን ወረዳታት ሰ/ማ/ጉዳይ ቤት ፅሕፈት

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ መደብ ሰራሕኛታት ኣወዳዲሩ ውሽጢ ዕብየት ብርኪ ክህብ ይደሊ።

 

ዓይነት ትምህርቲ

ብሴክሪታሪያል ሳይንስ ኦፊስ ማናጅመንት

ብኮምፒተር ሳይንስ /ኣይ.ቲ/ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ

 

ተደላይ ክእለት

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሰራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይ ብብርኪ III 6 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ/ዋ ሰራሕ ልመዲ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ስራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይ ብብርኪ III 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ/ዋ ሰራሕ ልመዲ


 

Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply

መተሓሳሰቢ

  • ኣመልከቲ መረዳእታኹም/ኽን ኦርጂናል ምስ ዘይምልሰ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ክትምዝገቡ ትኽእሉ/ላ ምዃብኩም/ክን ነፍልጥ

  • ምዝገባ ዝካየደሉ ካብ ዕልት 02/05/2006ዓ/ም ክሳበ 09/05/2006 ኣብ ሰራሕ ሰዓት ኣብ ቢሮ ሰ/ማ/ጉዳይ ደ/ከ/ሰ/ስራሕ ሓይሊ ቢሮ ቁፅሪ 261ንክትምዝገቡ/ባ እንዳተሓሳሰብና ናይ ሙያ ብቐዓት /ሲ.ኦ.ሲ/ መረጋገፂ ክቕርብ ዝኽእል።

    ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ቀፃሊ ብማስታወቅያ ይግለፅ


 

All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle