| ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ከተማ መቐለ | |
|---|---|
| Position | ሰራሕተኛ ሪከርድን ማህደርን |
| Posted Date | ሓሙስ ሰነ 13, 2011 |
| Closing Date | ሰንበት ሰነ 16, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቤት ፅሕፈት ሲቪል ሰርቪስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ንግድን ኢንዱስትሪን ከተማ መቐለ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብቁፃር ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| Educational Requirements | ሪከርድ ማናጅመንት፣ ላይብረሪ ሳይንስ፣ ሴክረተርያል ሳይንስ፣ ኦፊስ ማናጅመነት፣ ሃርድ ዌር ኤንድ ኔትዎርክ ሰርቪሲንግ፣ ዳታ ቤዝ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ኣይቲ ሰርቪስ ማናጅመነት፣ ሪጉላቶሪ ሰርቪስ ማናጅመንት፣ ማናጅመነት ክሪኤሽን ኤንድ ሪሶርስ ሞባላይዜሽን ቢዝነስ ወዘተ |
| Desired Skills | ብዲፕሎማ 2ተ ዓመት |
| Experience Requirements | ብዲፕሎማ 2ተ ዓመት |
| How to apply | 1 መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅ/ት ሲቪል ሰርቪስ ከተማ መቐለ 2 መመዝገቢ ዕለት 07/10/2011ዓ/ም ክሳብ 13/10/2011ዓ/ም 3 መመልመሊ ዕለት 14/10/2011 ዓ/ም 4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብናይ ውሽጢ ምልክታ ይግለፅ ይጠቅመና ዝብልዎ ስራሕ ልምዲን ትምህርትን መረዳእታን ኦርጂናልን ዘይምልስ ፎቶ ኮፒን ክተቅርቡ ኣለኩም |