| ኤጀንሲ ስታስቲክስ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ክኢላ ማህደርን ሪከርድን |
| Posted Date | ሓሙስ ሰነ 13, 2011 |
| Closing Date | ሶኒ ሰነ 17, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ብቋሚ ኣወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ፡፡ |
| Educational Requirements | 10+3 ዲፕሎማ ብላይበረሪያል ሳይንስ፣ ሪከርድ ማናጅመንት፣ ሴክረታ ሳይንስ፣ ፐርሶኔል ማናጅመንት |
| Desired Skills | ብፀሓፍነት፣ ብላብረሪያን፣ ማህደርን ሪከርድን |
| Experience Requirements | ብፀሓፍነት፣ ብላብረሪያን፣ ማህደርን ሪከርድን |
| How to apply | 1 ተወዳደርቲ ትምህርቲ ደረጃን ስራሕ ልምዲን መረዳእታ ምስ ዘይምለስ 1 ገፅ ፎቶኮፒ ሒዞም የቅርቡ፤ 2 ካብ ውልቀ ትካል ዝቀረበ ስራሕ ልምዲ ግብሪ ተከፈሎ ምዃኑ መረጋገፂ ከቅርብ ኣለዎ 3 ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 11/10/2011ዓ/ም ክሳብ 17/10/2011ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት 4 ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ወይዘር ህንፃ 3ይ ደብሪ 5 ሲኦሲ ዝምልክተኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ፡ 6 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ፡ |