ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
---|---|
Position | ሞተረኛ ፖስተኛ |
Posted Date | ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 |
Closing Date | ሓሙስ ሰነ 6, 2011 |
location | |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ብደገ ዝውውር ቁፃርን ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
Educational Requirements | 10ይ ክፍሊ ዝወድአ 1ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድ ዘለዋ/ዎ |
Desired Skills | 10ይ ክፍሊ ዝወድአ 1ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድ ዘለዋ/ዎ |
Experience Requirements | 0 ዓመት ልምዲ ስራሕ |
How to apply | 1 ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 28/09/2011ዓ/ም ክሳብ 06/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 2 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮና ኦፊስ ቁፅሪ 263 ኣብ ዳ/ኣመ/ሰ/ሓይሊ ሰብ ኣብ ስራሕ ሰዓት 3 ኣብ እዋን ምዝገባ ት/ቲ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ አርጂናሉ ምቅራብ፤ 4ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብዝወፀ ምልክታ ይግለፅ፣ 5 ተወዳደርቲ መረጋገፂ ብቅዓት/ሲኦሲ/ ዝምልከተኩም/ክን እንትኮኑ ዝሓለፈ/ት ምካኑ/ና መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል፤ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418065 |