| ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | CBID) community based inclusive development district woreda supervisor /ወረዳ ሱፐርቫይዘር/ |
| Posted Date | ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 |
| Closing Date | ዓርቢ ሰነ 7, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ጊዝያዊ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| Educational Requirements | (Sociology – social work- special needs Education- Psychology |
| Desired Skills | (Sociology – social work- special needs Education- Psychology |
| Experience Requirements | ቀዳመይ ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ብማሕበራዊ ስራሕቲ ወዘተ |
| How to apply | 1 ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 29/09/2011ዓ/ም ክሳብ 06/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 2 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮና ኦፊስ ቁፅሪ 263 ኣብ ዳ/ኣመ/ሰ/ሓይሊ ሰብ ኣብ ስራሕ ሰዓት 3 ኣብ እዋን ምዝገባ ት/ቲ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ አርጂናሉ ምቅራብ፤ 4 ምልመላ ዝካየደሉ ዕለት 07/10/2011ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 5 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 07/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ.ሰዓት ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418065 |