https://milkta.com/en/jobs/display/7080
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
Position ላብ ኣቴንዳንት
Posted Date ሓሙስ ጉንበት 29, 2011
Closing Date ዓርቢ ሰነ 7, 2011
location
Jobs Identification Number
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ማናጅመንት
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description

ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

Educational Requirements

ብደረጃ ክልተ ለቨል 2 ሰርቲፊኬት ብኮምፒዩተር ሳይንስን ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂን ዝተመረቐ/ት

Desired Skills

ብደረጃ ክልተ ለቨል 2 ሰርቲፊኬት ብኮምፒዩተር ሳይንስን ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂን ዝተመረቐ/ት

Experience Requirements

2ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ

How to apply

ኣመልከቲ ኦርጂናል  ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩም ሲቪን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ናብ ዋና ካምፓስ ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሰኔል ክፍሊ ብምቅራብ ክትምዝገቡ ትክእሉ

 ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 28/09/201ዓ/ም ክሳብ 07/10/201ዓ/ም

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-4165/0914-751301 ምድዋል የከኣል፡

All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle