| ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም | |
|---|---|
| Position | ኤክስኩቲብ ሴክረታሪ |
| Posted Date | ሓሙስ ጉንበት 29, 2011 |
| Closing Date | ዓርቢ ሰነ 7, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| Educational Requirements | ኤክስኩቲቭ ሴክረታሪ ኮይና ዝሰርሐትት ንኣድቫነስ ዲፕሎማ 4ተ ዓመት ንዲፕሎማ 6ተ ዓመት |
| Desired Skills | ኣድቫንስ ዲፕሎማ ወይ ዲፕሎማ ዘለዋ/ዎ IT & SSOM ሞያ ዝተመረቀት |
| Experience Requirements | ኤክስኩቲቭ ሴክረታሪ ኮይና ዝሰርሐትት ንኣድቫነስ ዲፕሎማ 4ተ ዓመት ንዲፕሎማ 6ተ ዓመት |
| How to apply | ኣመልከቲ ኦርጂናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩም ሲቪን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ናብ ዋና ካምፓስ ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሰኔል ክፍሊ ብምቅራብ ክትምዝገቡ ትክእሉ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 28/09/201ዓ/ም ክሳብ 07/10/201ዓ/ም ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-4165/0914-751301 ምድዋል የከኣል፡ |