| ማሕበር ልምዓት ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ማናጀር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ |
| Posted Date | ሓሙስ ጉንበት 29, 2011 |
| Closing Date | ሰሉስ ሰነ 11, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዘለዋ ክፍቲ ስራሕ መደብ ማናጀር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ረቋሒ ዘማልኡ ስራሕ ደለይቲ ኣወዳዲራ ትቆፅር ትደሊ፡፡ |
| Educational Requirements | ብጠቅላላ ሕርሻ፣ ኣኒማል ሳይንስ፣ ኣግሮ ኢኮኖሚክስስ፣ ከኦፕሬቲቭን ካልኦት ተዛመድትን |
| Desired Skills | መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዋ/ዎ |
| Experience Requirements | ንዲግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ንማስተርስ ዲግሪ 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | 1 ምዝገባ ዝጅመረሉ ካብ 28/09/2011ዓ/ም ክሳብ 11/10/2011ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት 2 ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 420 3 ናይ ፈተና ገዘ ብምልክታ ይግለፅ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409923 ምድዋል ይከኣል፤ |