ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ | |
---|---|
Position | ሴክሬታሪ |
Posted Date | ሶኒ ጉንበት 26, 2011 |
Closing Date | ሶኒ ሰነ 3, 2011 |
location | |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ማናጅመንት |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነዚ ረቋሒ እተማልኡ/ኣ ሰራሕተኛታት መጀመሪያ ብዝውውር ቀፂሉ ብደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
Educational Requirements | ሴክሬታሪ ፀሓፊነትን ምም/ር ኦፊስን ፣ ኦፊስ ማኔጅመንት፣ ዳታ ኢንኮደር፣ ዳታ ኢንትሪ፣ ችሎት ፀሓፊት፣ |
Desired Skills | ኣይቲ፣ ኣይቲ ኣሲስታንስ፣ ኣይቲ ሳፖርት ሲስተም ሰርቪስ፣ ኣይቲ ሳፖርት ሰርቪስ፣ ኣድሚኒስትሬቲቭ ሴክሬታሪ ፣ ኮምፒዩተር ሳይንስ፣ ኣድሚኒስትሬቲቭ ኦፊስ ማኔጅመንት ሴክሬታሪያል ሳይንስ ወዘተ |
Experience Requirements | ብተዘዋሪ ኣግባብነት ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ ሚኢታዊ ተለኣኪ፣ ሪ/ማህደርን፣ መረዳእታ ሓ/ሰብ፣ ፖስተኛ |
How to apply | 1 ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ይ ደብሪ ምም/ር ሓይሊ ቢሮ ቁፅሪ 307 2 ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ከቅርብ ይግባእ፤ 3 ምዝገባ ዝጅመረሉ 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 03/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 4 መረጋገፂ ብቅዓት ምዝና/ሊ ኦ ሲ/ ዝምልከተኩም ከትቅርቡ ኣለኩም፤ 5 ኣብ ውልቀ ትካት ዝሰራሕኩምዎ ልምዲ ስራሕ እንተሃልይኩም ስራሕ ግብሪ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶት ክተምፅኡ ግድን ይከውን፤ |