ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ | |
---|---|
Position | ኤክስኩቲቭ ሴክረታሪ |
Posted Date | ሶኒ ጉንበት 26, 2011 |
Closing Date | ሶኒ ሰነ 3, 2011 |
location | |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ማናጅመንት |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነዚ ረቋሒ እተማልኡ/ኣ ሰራሕተኛታት መጀመሪያ ብዝውውር ቀፂሉ ብደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
Educational Requirements | ሴክሬታቲ ፀሓፊትን ምም/ር ኦፊስን፣ ኦፊስ ማኔጅመንት፣ ዳታ ኢንኮደር፣ ዳታ ኢንትሪ፣ ችሎት ፀሓፊት |
Desired Skills | ኣይቲ፣ ኢስታስታንክ ፣ ኣይቲ ሳፖርት፣ ሲስተም ሰርቪስ፣ ኣይቲ ሳፖርት ሰርቪስ፣ ኣድሚኒስትሬሽን ኦፊስ ማኔጅመንት፣ ሴክሬታሪ፣ ኮምፒዩተር፣ ሳይንስ፣ ኣድሚኒስትሬቲቭ፣ ኦፊስ ማኔጅመንት፣ ሴክሬታሪያል ሳይንስ፣ ወዘተ |
Experience Requirements | ብተዘዋሪ ኣግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 50 ሚኢታዊ |
How to apply | 1 ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ይ ደብሪ ምም/ር ሓይሊ ቢሮ ቁፅሪ 307 2 ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ከቅርብ ይግባእ፤ 3 ምዝገባ ዝጅመረሉ 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 03/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 4 መረጋገፂ ብቅዓት ምዝና/ሊ ኦ ሲ/ ዝምልከተኩም ከትቅርቡ ኣለኩም፤ 5 ኣብ ውልቀ ትካት ዝሰራሕኩምዎ ልምዲ ስራሕ እንተሃልይኩም ስራሕ ግብሪ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶት ክተምፅኡ ግድን ይከውን፤ |